Koken & eten

ሓቢርካ መግቢ ምኽሻን፡ ንደቂ ኣንስትዮ ጥራይ

ዕድሜኺ ልዕሊ 18 ድዩ? ጓል ኣንስተዪቲ ዲኺ? መግቢ ብሓባር ምስ ካልኦት ደቂ -ኣንስትዮ ተቐማጦ ናይ ካምፕን (de haydnlaan) ፡ ተማሃሮን ክምኡ ውን ተቐማጦ ናይ ከባቢ ኮይንኪ ክትሰርሕን ክትምገብን ትፈትዊ?

ኣብ ነፍስወከፍ 3ይቲ ሶሉስ ናይ ወርሒ ኣብ Het Wilde Westen። ንሓንሳብ ኣብ 2ይቲ ሶሉስ ናይ ወርሒ!

Datum
Monday 02 December, 2019
Tijd
18.00
Locatie
Wilde Westen, Everard Meijsterlaan 1
Vervoer
ናይ ባዕልኽን መጓዓዝያ
Aantal deelnemers
እንተበዘሐ 10
Aanmelding
ኣብ ሄለን ተመዝገባ 06 511 923 16